ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ተወሰኽቲ 12 ሰባት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 283 ሰባት ምርመራ ዝተገበረሎም እንትኸውን፥ 12 ሰባት ቫይረስኮሮና ዝተረኸቦም ከምዝኾኑ ቢሮ ጥዕና እቲ ክልል ኣፍዐሊጡ። እቶም ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ወገናት፥ 10 ደቂ ተባዕትዮን 2…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት መድሓኒት ዓሶ ንቫይረስኮሮና ንምውዓል ዝግበር ዝነበረ መፅናዕቲ ተቛሪፁ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ንተሓከምቲ ቫይረስኮሮና ክፍውስ ይኽእል እዩ ዝብል ተስፋ ተገይርሉ መፅናዕቲ ፈተነ እናተኻየደሉ ዝነበረ ሃይድሮክሎሮኪን ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ። መድሓኒት ፀረ- ዓሶ ዝኾነ እቲ ፈውሲ፥ ቀዲሞም ብቫይረስኮሮና ንዝሓመሙ ኾነ እቲ ሕማም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያውያን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፀፅታ ዋይት ሃውስ ዘውፅኦ መግለፂ ይቃወሙ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ፀፅታ ዋይት ሃውስ ዘውፅኦ መግለፂ ይቃወሙ ኣለዉ። እቲ ቤት ምኽሪ ትማሊ ኣብ ትዊተር ገፁ፥ “257 ሚሊየን ህዝብታት ምብራቕ ኣፍሪካ ጥንኩር ኣመራርሓ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ደቡብ ርኽክብ ስልጣን ክልል ሲዳማ ኣካይዱ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄር ብሄረሰባትን ህዝብታትን ክልል ደቡብ መበል ሓምሻይ ዙር ካልኣይ ህፁፅ ጉባኤኡ ሎሚ9 መዓልቲ ኣሳሊጡ። እቲ ጉባኤ ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒያም ሃዋሳ ዝተሳለጠ እንትኸውን፥ እቶም ኣባላት ኣብ ኣርባዕተ ኣጀንዳታት ብምዝታይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ህንፀት ግዳበ ህዳሰ ኣብቲ እዋን ብዝነበሩ ኣካቢ ቦርድ ዶክተር ደብረፂዮን ገባሪ ሓዳግነት ንልዑል ክሳራ ተቓሊዑ”-ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ Gebremariam Weldegerima Jun 18, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ. ቢ.ሲ)“ህንፀት ግዳበ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብቲ እዋን ብዝነበሩ ኣካቢ ቦርድ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገባሪ ሓዳግነት ብቕልጡፍ ተዳኺሙ ንልዑል ክሳራ ተቓሊዑ ኢዩ” ክብሉ ነበር ሚኒስትር ማይን ኢነርጂንንን ኣብ ሩሲያ ፍሉይ ልኡኽ በዓል ሙሉእ ኣምባሳደርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ብኢንተርኔት ተደጊፉ ዝተሳለጠ ጉባኤ ቻይና – ኣፍሪካ ተሳቲፎም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብኢንተርኔት ተደጊፉ ኣብ ዝተሳለጠ ጉባኤ ቻይና - ኣፍሪካ ተሳቲፎም። እቲ ጉባኤ፥ ኮቪድ-19 ንምዕጋት ብሓድነት ጠጠው ምባል ዘለዎ ኣድላይነት ዘተኮረ ኢዩ ተባሂሉ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ፥ ኣብዚ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ብቫይረስ ኮሮና እንትተሓዙ ኣብ 2 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 274 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 129 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ክልተ ሳባት ድማ ህይወቱ ከምዝሰኣኑ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቐዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ሌተናል ጀኔራል መሐመድ ሃምዳን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተቐዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ሱዳን ሌተናል ጀኔራል መሐመድ ሃምዳን ደጋሎ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ንምዝታይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ተቐዳሚ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣብ ኣዲስ ኣበባ እንትኣትዉ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትር ጉዳያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳፋሪኮምን ሄሊዎስ ታዎርስን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ተሌኮም ንምውፋር ድሌት ከምዘለዎም ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሳፋሪኮምን ሄሊዎስ ታዎርስን ኢትዮጵያ ንዘፈር ውልቀ ዘመቻቸወቶ ዕድል ንምጥቃም ድሌት ከምዘለዎም ኣፍሊጦም። ሄሊዎስ ታዎርስ መቐመጢኡ ኣብ ለንደን ዝገበረ ኣቕራቢ ግልጋሎት ቴሌኮም እንትኸውን፥ ሳፋሪኮም ድማ ዋና ቤት ዕዮኡ ኣብ ኬንያ ዝገበረ ኣብ…
ኮሮናቫይረስ መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ብፅኑዕ ዘሓመሙ ሰባት ንምሕካም ኣብ ጥቕሚ ምውዓሉ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ብፅኑዕ ዘሓመሙ ሰባት ንምሕካም ኣብ ጥቕሚ ምውዓሉ ብፅቡቕ ጎኑ ከምዝሪኦ ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊፁ። መድሓኒት ዴክሳሜታሰን ኣብ ቀዳማይ ዙር ውፅኢት ብኮቪድ-19 ብፅኑዕ ዝሓመሙ ሰባት ህይወቶም ንምትራፍ ከምዝኸኣለ እቲ ትካል…