ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ መሰረተ ልምዓታት ብዘብፀሖ ጉድኣት እዛ ሃገር ካብ ኣገልግሎት ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ስኢናኢ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 የካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ጉጅለ ህወሓት ብዝፈፀሞ ገበን ክሕደት ሃገር ኣብ ልዕሊ ክፍሊ ሰሜን እዛ ሃገር ኣብ ዝርከቡ መሰረተ ልምዓታት ብዘብፀሖ ጉድኣት ትካላት ካብ ኣገልግሎት ክረኽብኡ ዝነበረን ልዕሊ 2 ነጥቢ 9 ቢሊዮን ከምዝሰኣና ኮሚሽንፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ።…