Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሕጋዊ ኣፍልጦ ምርካቡ ምስጋና ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሕጋዊ ኣፍልጦ ምርካቡ ምስጋና ኣቕሪቡ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ትማሊ ኣብ ዘሳለጦ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ሕጋዊ ኣፍልጦ ንመሃብ ዝቐረበ ኣዋጅ መርሚሩ ኣፅዲቑ…

3ይ ዙር ዕፃ 8100 A ወፂኡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝውዕል ኣታዊ ንምትእኽኻብ ዝተኻየደ ሳልሳይ ዙር ዕፃ ሓፂር መልእኽቲ 8100 A ሎሚ መዓልቲ ወፂኡ። ኣብ ኣዳራሽ ብሄራዊ ሎተሪ ዝተሳለጠ ስነ-ስርዓት ምውፃእ ዕፃ፥ ተዓዋቲ ቁፅሪ ኤስ ኤም ኤስ 084492978 ኮይኑ…

ቤት ምኽሪ መንግስቲ ትግራይ 6ይ ክልላዊ መረፃ ብእዋኑ ንኽካየድ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መረፃ ትግራይ 2012 ዓ.ም ሕጊ ተኸቲሉ ኣብ እዋኑ ክካየድ ብሙሉእ ድምፂ ወሲኑ። ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ኣብ ዘሳለጦ 5ይ ዘበን 7ይ ህፁፅ ጉባኤይኡ፥ 6ይ ክልላዊ መረፃ ክካየድ ወሲኑ ኣሎ። እቲ ቤት…

ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ደቡብ ኮሪያ መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ኮሪያ ካንግ ዩንግ ውሃ ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። ክልቲኦም ሚኒስትራት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ንምጥንኻር፣ ለበዳ ሕማም ኮቪ-19 ብሓባር ንምክልኻልን ሰብ ሃፍቲ ደቡብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 245 ሰባት እንትርከቡ 7 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 709 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 245 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸውዓተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ተገሊፁ። በቲ…

ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ዝተጀመረ ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሲቪያ ዓወት ቀኒዑዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀወታ ኩዕሾ እግሪ ላሊጋ ስፔን ድሕሪ ሰለስተ ኣዋርሕ ትማሊ ዳግም ናብ ውድድር ተመሊሱ። እቲ ውድድር ትማሊ ምሸት እንትጅምር ጋንታታት ሲቪያን ሪያል ቤቲስን ኣራኺቡ። እቲ ድሕሪ ሰለስተ ወርሒ ዝተጀመረ ውድድር ላሊጋ ስፔን ጋንታ ሲቪያ 2 ን 0…

ኣብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 200 ሺሕ ዛይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣፍሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 219 ሺሕን 509 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እቲ ተላባዲ ሕማም ኣብ ኣህጉር ኣፍሪካ ብቕልጡፍ እናተስፋሕፈሐ ምዃኑ ውድብ ጥዓና ዓለም ገሊፁ ኣሎ። ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሃገራት ኣፍሪካ ካብ ርእሰ…

ንተኸታተልቲ መዓልቲታት እናተውሃበ ዝቐነየ ስልጠና ኣምባሳደራት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ክውክሉ ዝተሸሙ ሓደሽቲ ኣምባሳደራት ንዘሓለፉ ተኸታተልቲ ኣርባዕተ መዓልቲታት ክወሃብ ዝቐነየ ስልጠና ተዛዚሙ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ አንዳርጋቸው፥ ኣብ መዛዘሚ እቲ ስልጠና ተረኺቦም ምልእኽቲ…

ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ዘካይደኦ ዘለዋ ሰለስቲኣዊ ዘተ ትማሊ ንሳልሳይ መዓልቲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ብዝምልከት ዘካይደኦ ዘለዋ ሰለስቲኣዊ ዘተ ትማሊ እውን ንሳልሳይ መዓልቲ ቀፂሉ ውዒሉ። እቲ ብመርበብ ሓበሬታ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ብሊቀ…

ኤጀንሲ መረብ ደሕንነት ኢንፎርሜሽን ካብ ምንኽኻእ ናፃ ዝኾነ መሳርሒ መናፅሂ ኢድ ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ለጊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 04 ሰነ፣ 2012፣ (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኤጀንሲ መረብ ደሕንነት ኢንፎርሜሽን ምግፋሕ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝሕግዝ ካብ ምንኽኻእ ናፃ ዝኾነ መሳርሒ መናፅሂ ኢድ ብምድላው ንቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ለጊሱ። ዋና ዳይሬክተር ኢቲ ኤጀንሲ ዶክተር ሹመቴ ግዛው ንቀዳማይ…