ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ደመቀ መኮንን ምስ ተወካሊ ትካል ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ፌዴሪኢ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ተወካሊ ትካል ፈንድ ስነ-ህዝቢ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኢትዮጵያ ዴኒያ ጋይሌ ተዛቲዮም።
ኣይተ ደመቀ፤ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር…