ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ኣበርክቶ ኪነ ጥበብ … Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ኣበርክቶ ኪነ ጥበብ ምጉልባት የድሊ ክብላ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርት ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ ተዛሪበን። ኪን ኢትዮጵያ - ብስራት ብራኸ ኢትዮጵያ ዝተሰነየ መርሃ ግብሪ ምፍናው ጉዕዞ ጥበብ ይካየድ ኣሎ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ብራዚልን ስርዓት ምግቢ ዘጠናኽር ልውውጥ ልምዲ ገይረን Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ብራዚል-ኣፍሪካ ስርዓት ምግቡ ዘጠናኽሩ መድረኻት ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም። በቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ 2ይ ጉባኤ ውሕስና ምግቢ፣ ምክልኻል ጥሜትን ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዘይምቁራፅ ብምትግባር ኣብነት ኮይና ኣላ-ገመዶ ዳሌ (ዶ/ር) Desta May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ብዘይምቁራፅ ብምትግባር ኣብነት ምዃና ክብሉ ሓጋዚ ፕሮፌሰር እፅዋት ቴክኖሎጂን በዝሃ ህይወትን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ገመዶ ዳሌ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዝተተግበሩ መርሃ ግብሪታት ተኸላ ፈልሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ስሚንቶ ናብ ስራሕ ምእታወን ንዓውዲ ኮንስትራክሽን ምቹእ ኩነታት ከምዝፈጠረ ተገሊፁ Desta May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሓደሽቲ ፋብሪካታት ስሚንቶ ናብ ስራሕ ምእታወን ንዓውዲ ኮንስትራክሽን ምቹእ ኩነታት ከምዝፈጠረ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ዝተሃነፀ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ማኑፋክቸሪንግ ሲሚንቶ ፓዮኔር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሌማት ትሩፋት ንፍሪያት መዓር ዘበርክቶ ዘሎ ኣስተዋፅኦ ንምጥንኻር ይስራሕ ኣሎ Desta May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ፍሪያት ብምስሳን ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ተግባራት ይካየዱ ከምዘለዉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ምትሕብባር ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ጉባኤ ብራዚል-ኣፍሪካ ይሳተፉ ኣለዉ Desta May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ መበል ካልኣይ ጉባኤ ውሕስነት ምግቢ፣ ምክልኻል ጥምየትን ልምዓት ገፀርን ብራዚል-ኣፍሪካ ይሳተፍ ኣሎ። ኣብ ዋና ከተማ ብራዚሊያ ዝተጀመረ እቲ ጉባኤ፥ ኣብ መንጎ ሃገራት ኣፍሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቕሚ ምፍጣ መናእሰይ ንምጉልባት ዝተጀመረ ፃዕሪ ክጠናኸር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣገንዚቡ Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መናእሰይ ዘሎ ዓቕሚ ምርምርን ሓደሽቲ ነገራት ናይ ምፍጣርን ዓቕሚ ንምጉልባት ክስራሕ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፦ Desta May 20, 2025 0 ኣብ ውሽጢ ሒደት ዓመታት፣ ዲጂታል ማንነት ተስፋ ዝህብ ካብ ዝኾነ ፈጠራ ናብ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን መሰረታዊ ዓንዲ ተሰጋጊሩ። ድሕረ ሐዚ ኣማራፂ ዘይኮነስ ንሰባት ካብ ኣገልግሎታት፣ ማሕበረሰባት፣ ትካላትን መንግስታትን ዘራኽብ ኣገዳሲ መሰረተ ልምዓት ኢዩ። ቅድሚ ሓሙሽተ ዓመታት ብዲጂታል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሲቲታት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ስራሕቲ ምርምርን ቴክኖሎጂን ክሰርሓ ኣለወን Gebremariam Weldegerima May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ስራሕቲ ምርምርን ቴክኖሎጂን ብምስራሕ ፀገም ሃገር ክፈትሓ ከምዝግባእ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብቲ የኒቨርሲቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ስግግር ቴክኖሎጂን ወራሽ ጌታነህ (ፕ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ኮይኖም Desta May 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)15 ሚሊየን ተረባሕቲ ዲጂታል መለለዪ ማንነት ፋይዳ ከምዝኾኑ ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ኣይተ ዮዳሄ ዘሚካኤል ገሊፆም። ዓመታዊ ጉባኤ ኣይዲ ፎር ኣፍሪካ 2025 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቶም ዋና ዳይሬክተር ኣብቲ ጉባኤ ኣብ…