ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንፍፃመ ንኽበቅዕ ኣስተዋፅኦ ንበርከቱ ኣካላት ናይ ክብሪ ኒሻን ተበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ንፍፃመ ንኽበቅዕ ኣስተዋፅኦ ንበርከቱ ኣካላት ናይ ክብሪ ኒሻን ሽልማት ኣበርኪቶም፡፡
ናይ ዘነናት ሕራነ ኢትዮጵያውያን ዝነበረ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ህንፀቱ ተዛዚሙ ስነ ስርዓት ምረቓ…