ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢራን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝሓሙ ሰባት ዳግም ይውስኽ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢራን ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝሓሙ ሰባት ዳግም ይውስኽ ኣሎ ተባሂሉ። ብመሰረት እዚ ኣብዘን ክልተ መዓልታት ጥራሕ ልዕሊ 3 ሽሕ ሰባት በቲ ቫይረስ ተታሒዞም። እዚ ድማ በዝሒ ኣብታ ሃገር ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ናብ 160 ሽሕ ክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ ንምህናፅ ዘኽእል ፍቓድ ንግብፂ ሂባ” ብዝብል ዝናፈስ ዘሎ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ- ደቡብ ሱዳን Gebremariam Weldegerima Jun 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 27 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ደቡብ ሱዳን ሰራዊት ዝሰፍረሉ ቦታ ንምህናፅ ዘኽእል ፍቓድ ንግብፂ ሂቡ ብዝብል ኣብዚ ሰሙን ዝናፈስ ዘሎ ወረ መሰረት ዘይብሉ ኢዩ ክብል ኣፍሊጡ። ቤት ዕዮ ዓለም ለኻዊ ትሕብብርን ጉዳያት ወፃኢን እታ ሃገር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ ከምዝበሎ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂ ሞተር ኣልቦ ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ስትራቴጂ ሞተር ኣልቦ ትራንስፖርት ኢትዮጵያ ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ ዕላዊ ገይረንኦ። እቲ ስትራቴጂ ምንቅስቓስ ትራንስፖርት ንምምሕያሽን ኩለመዳይ ልምዓት ንምርግጋፅን ከምኡ እውን ኢትዮጵያ ኣብ ውሽጢ ዝቕፅሉ ዓሰርተ ዓመታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትካላት ጥዕና ዝሰርሑ 65 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ኣፍሊጠን Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ 49 ሰብ ሞያታትን 16 ሓገዝ ወሃብቲ ሰራሕተኛታትን ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊጠን። እቶም ሰብ ሞያታት መብዛሕተኦም ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከቡ ትካላት ጥዕና እናሰርሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶ/ር ስለሽ በቀለ ምስ ሱዳን መዘነኦም ፕሮፌሰር ያሲር ኣባስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ስለሽ በቀለ ምስ ሱዳን መዘነኦም ፕሮፌሰር ያሲር ኣባስ ተዛቲዮም። ብኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተኻየደ እቲ ዘተ፥ ኣብ ምቕፃል ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ዘድሃበ ከምዝነበረ ተገሊፁ። ቀንዲ ዛዕባ እቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 142 ሰባት እንትርከቡ 3 ሰባት ድማ ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሽሕን 120 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 142 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሰለስተ ሰባት ድማ ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ሓምለዋይ ዓሸራ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ክጅመር ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ሓምለዋይ ዓሸራ መርሃ-ግብሪ ተኸላ ፈልሲ ኣብ ዝቕፅል ዓርቢ ብዕሊ ከምዝጅመር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር፥ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 እናተቓለስና ዋላ እንተኾንና፤ ሓሙሽተ ቢሊየን ፈልሲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓውደ ምርኢት ቡን ኢትዮጵያ ኣብ ቴልኣቢብ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እስራኤል ቴልኣቪቭ ዝርከብ ኢምባሲ ፌዴሪኢ ዓውደ ምርኢት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ኣካይዱ። በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ኣለሙ፥ ቀንዲ ዕላማ ናይቲ ዓውደ ምርኢት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ምፍላጥ ምዃኑ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጣሊያን ዳግም ዶባታ ምኽፋት ጀሚራ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ጣሊያን ዓፂያቶም ዝነበረት ዶባታ ዳግም ምኽፋታ ኣፍሊጣ። ነዙይ ስዒቡ ድማ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ጣሊያን ምእታው ዝደልዩ መገደኛታት ብዘይ ፈሊኻ መፅንሒ (ኳራንቲን) ብቐጥታ ንኸኣትዉ ከምዝተፈቐዱሎም ተገሊፁ። እቲ ናይ ሕዚ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 127 ጋዜጠኛታት ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዓለምለኸ ጉጅለ ሓለዋ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ 31 ሃገራት ዓለም ዝርከቡ 127 ጋዜጠኛታት ብምኽንያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ህይወቶም ከምዝሓለፈ ዓለምለኸ ጉጅለ ሓለዋ ጋዜጠኛታት ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ብሌይስ ሎፖን ኣብ ዘሃቡዎ መግለፂ፥ ሰራሕተኛታት…