ስራሕቲ ለውጢ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ሕርሻ ዘፈር ሕርሻ ንምዝማን ጠቓሚ ከምዝኾነ ቀዋሚ ኮሚቴ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕርሻ፣ ሰበኽ ሳግምን ሓለዋ ከባቢ ብሚኒስቴር ሕርሻ እናተሰርሑ ዝርከቡ ስራሕቲ ለውጢ ኣመልኪቱ ምልከታ መስክ ገይሩ።
ኣብ ምልከትኡ ድማ ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ቤት ዕዮ እቲ ሚኒስቴር ትኹረት ገይሪሩ…