ዓለም ለኻዊ ዜናታት መፅሄት ታይምስ ንጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስን ብሉፃት ሰባት እዚ ዓመት ኢሉ ረቚሑዎም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መፅሄት ታይምስ ንምሩፅ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደንን ምክትሎም ካማላ ሃሪስን ዝበለፁ ሰባት ዓመተ 2020 ብምባል ረቚሑዎም። ንዲሞክራትስ ወኪሎም ኣብ መረፃ ኣመሪካ ተወዳዲሮም ዝተዓወቱ ጆ ባይደንን ካማላ ሃሪስስ፥ ምስ ላዕለዋይ ተመራማሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ጎንቻ ሲሶ እነሴ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ 6 ሰባት ህይወቶም ስኢኖም እቲ ሓደጋ ካብ መካነ ሰላም ናብ ኣዲስ ኣበባ ለይቲ ሰዓት 8 ሰባት ኣሳፊሩ ኣብ ምጉዓዝ ዝነበረት ዶሊፊን ዝዓይነታ ተሽከርካሪት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ ኦፍላ ዝርከቡ ሓረስቶት ናብ ዕለታዊ ምንቅስቓስ ስራሕ ከም ዝተመለሱ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ወረዳ ኦፍላ ጣቢያ ሓያሎ ዝነብሩ ሓረስቶት ሰላም ብምንጋሱ ናብ ንቡር ህይወቶም ምምላሶም ገሊፆም። ተዓጠቕቲ ጁንታ ኣብ ውሽጢ መረበቶም ብምምሻጎም ካብ ከባቢኦም ርሒቖም ንምኻድ ተገዲዶም ምንባሮም ኣመልኪቶም። ድሕሪ ኽልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ድጋፍ ናይ ምብፃሕ ስራሕ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ”ዶክተር ኣብርሃም በላይ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ድጋፍ ናይ ምብፃሕ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ላዕለዋይ ኣመራርሓ ብልፅግና ትግራይ ዶ/ር ኣብርሃም በላይ ገሊፆም። ኣፍቲ ክልል ኣብ ዝተፈላለዩ ከተማታት እቲ ሓገዝ ምክፍፋል ስራሕቲ ምጅማሩ ተዛዊሪቦም። ኣብዚ ሕዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኢትዮጵያ ሓንቲ ኮይና፥ ጁንታ ካብ ወሪዱ ንብሕቱ ቀሪዩ!” – ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታህሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ብዝፈፀሞ ልክዕ ናይ ሰብ እንስሳ ክኸውን ኢዩ ኢልና ኣይገመትናን ነይርና ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ጄነራል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወረቅ ዘውዴ ኣብ ዝተረኸባሉ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 526 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 02 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 741 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 526 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 115 ሺሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ደ/ር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ጉጅለ ጥፍኣት ህወሓት ዝነበሩ ዶክተር ኣዲስ ኣለም ባሌማ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ዶክተር ኣዲስ ኣለም ኣብ ጉጅለ ፀረ ሰላም ተወዲቦም ብምስራሕ ተጠርጢሮም ኢዮም ቤት ፍርዲ ቀሪቦም ዘለዉ፡፡ እቶም ተጠርጣሪ ኣምባሳደር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ኬንያ ዘካየዱዎ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ጉጅለ ልኡኾምን ኣብ ኬንያ ዘካየዱዎ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ኣብ ኬንያ ዝተኻየደ ዑደት ስራሕ ዞባዊ ምትእስሳር ኣብ ዝረብሑ ሓበራዊ ፕሮጀክታት መሰረተ ልምዓት ዘተኮረ ከምዝኾነ…
ስፓርት ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲያ Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ሩዋንዳ ኪጋሊ ኣቲያ። እታ ብሄራዊት ጋንታ ብኣሰናዳእነት ሩዋንዳ መፃኢ ቀዳም ኣብ ዝጅምር ውድድር ፅዋዕ ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ንምስታፍ ኢዩ ኪጋሊ ኣቲያ ዘላ። ኢትዮጵያ ሓዊሱ ሸውዓተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓልቲ ቤት ኣንባሳደር ስዩም መስፍንን ወዶምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Dec 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትማሊ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ዝወዓሉ በዓልቲ ቤት ኣምባሳደር ስዩም መስፍን ወይዘሮ ፈለገህይወት በርሀን ወዶም ኣግኣዚ ስዩምን ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። ክልቲኦም ተጠርጠርቲ ድሕሪ 30 መስከረም መንግስቲ የለን ብምባል፥ ካብ ጉጅለ ሓይሊታት ፀረ ሰላም…