ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ትራምፕ ሃገሮም ምስ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘለዋ ርክብ ኣቋሪፀምዎ Gebremariam Weldegerima May 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃገሮም ምስ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘለዋ ርክብ ከም ዘቋረፅዎ ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ዝሃብዎ ውሳነ፥ ውድብ ጥዕና ዓለም ንቻይና ተሓታቲት ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣይገበራን ካብ ዝብል ዝብገስ ኢዩ ተባሂሉ። ቻይና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርጫ ብዝምልከት ንዝቐረበ ሕቶ ዝተውሃበ ውሳነ ሓሳብ ናብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima May 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉባኤ ምፅራይ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ምርጫ ብእዋኑ ክካየድ ዘይምኽኣሉ ከምኡ'ውን ዘበን ስራሕ ኣብያተ ምኽሪን ኣፈፀምቲ ኣካላትን ኣመልኪቱ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝቐረበሉ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ከተማ ዱከም ዝተሃንፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima May 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ከተማ ዱከም ዝተሃንፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ትማሊ ተመሪቖም። ቁፅሪ እቶም ፕሮጀክትታት 48 እንትኾኑ፥ ምክትል ፕሬዚዳንትን ኣተሓባባሪት ክላስተር ኢኮኖሚን ክልል ኦሮሚያ ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ዝተረኸባሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንልዕሊ 170 ሰብ ሃፍቲ መሬት ንምርኽኻብ ውዕሊ ኢንቨስትመንት ከምዝተኣሰረ ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ግ21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ገፀር ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ንልዕሊ 170 ሰብ ሃፍቲ መሬት ንምርኽኻብ ውዕሊ ኢንቨስትመንት ከምዝተኣሰረ ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓረስቶት ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ይነጥፉ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓረስቶት ዞባ ማእኸል ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ይነጥፉ ከምዘለው ተገሊፁ። ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ነጥቢ መቐይሮ መነባብሮን ድርቂ ዝፃወር ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ልምዓት ምዃኑ ኣብቲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ሓረስቶት ሓቢሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መላእ ሃገር ዘሎ ዓቕሚ ምርመራ ኮቪድ-19 ተጠናኺሮ ቅቕፅል ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸን ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕን ኮሚቴ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ኮሚቴ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ኣድሂቡ ብምዝታይ ከይዲ ተግባራቱ እውን ተገምጊሙ ኢዩ። ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይ ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዛት ብምትሕብባር እናተፃወተቶ ብዛዕባ ትርከብ ግደን ኣብ ሓገዝ ትልሚ ሓምለዋይ ዓሸራ እዚ ዓመትን ኣድሂቦም ምዝታዮም እቶም…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 137 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 15 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 137 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ቁፅሪ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ኣብረርቲ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብር 1 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እታወታት ሕክምና ሓገዝ ገይሮም Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ኣብረርቲ ኣውሮፕላን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንሓፈሻዊ ሆስፒታል ኤካ ኮተቤ ብር ሓደ ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም እታወታት ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪቶም። ኣቦ መንበር እቲ ማሕበር ካፒቴን በረከት ኣባተ፥ 400 ክዳውንቲ መጥባሕቲ ሕክምናን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ጆርጅ ፍሎይድ ኣብ ከተማ ሚኒያፖሊስ ብግፍዒ ምቕታሉ ስዒቡ ተቓውሞ ይሕይል ኣሎ Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሜሪካዊት ከተማ ሚኒያፖሊስ ጆርጅ ፍሎይድ ዝተብሃለ ፀሊም ኣሜሪካዊ ብፃዕዳ ብግፍዒ ምቕታሉ ስዒቡ ኣብታ ከተማ ናይ ተቓውሞ ሰልፉ እናሓየለ ምምፅኡ ተገሊፁ። ኣብታ ከተማ ኣብ ልዕሊ ፀለምቲ ኣሜሪካውያን ዝፍፀም ቅትለት ዝኹንኑ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ…