ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኢማኑዌላ ዴል ሬ ብስልኪ ተዛቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጣሊያን ኢማኑዌላ ዴል ሬ ብስልኪ ተዛቲየን።
እተን ሚኒስትር ኣብ ልዕሊ ጁንታ ህወሓት ዝካየድ ዝነበረ ሕጊ ናይ ምኽባር ተግባር ከምዝተዛዘመን ሰብኣዊ ሓገዝ ብዝምልከት ብዛዕባ…