ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ብዘይምዝንጋዕ ኮሮና ምስዓር ከምዝግባእ ኣፍሊጦም Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብምጥንቃቕን ብዘይምዝንጋዕን ቫይረስ ኮሮና ምስዓር ከምዝግባእ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ እቲ ቫይረስ ብልዑል ጥንቃቐ ከምኡ እውን ብዘይምዝንጋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2012 ዓ.ም ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉነበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ በጀት መንግስቲ ፌዴራል ዓመተ 2012 ዓ.ም ተዛቲዩ ኣፅዲቑ። ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ከስዕቦ ዝኽእል ኢኮኖሚያዊ ፅዕንቶ፥ ካብ ወፃኢ ሃገራት ብዝርከብ 28 ነጥቢ 3 ቢሊየንን ካብ ውሽጢ ዓዲ…
ስፓርት ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 10 ሰነ ናብ ውድድር ክምለስ ኢዩ Gebremariam Weldegerima May 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉነበት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት ቫይረስ ኮሮና ተቛሪፁ ዝነበረ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ 10 ሰነ 2012 ዓ.ም ናብ ውድድር ከምዝምለስ ተገሊፁ። እቲ ሊግ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናልን ከምኡ እውን ኣስቶንቪላ ምስ ሼፍልድ ዩናይትድ ብዝገብሩዎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 333 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima May 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 333 ኢትዮጵያውያን ካብ ቤሩት ናብ ሃገሮም ሎሚ መዓልቲ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢን ሚኒስቴር ሰላምን ብሓባር ብምዃን ብዝገበርዎ ፃዕሪ ኢዮም እቶም ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ተገሊፁ። እቶም…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ 100 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima May 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 4 ሺሕን 950 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 100 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ካብ'ቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ እቶም 99…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ኣሜሪካ ብቫይረስኮሮና ዝሞቱ ሰባት ቁፅሮም ልዕሊ 100 ሺሕ በፂሑ Gebremariam Weldegerima May 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣመሪካ ብሰንኪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ዝሞቱ ሰባት በዝሖም 100 ሺሕን 276 ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ብሓፈሻ በቲ ሕማም ዝተለኸፉ በዝሒ ሰባት 1 ነጥቢ 69 ሚልየን ከምዝበፅሐ ተገሊፁ። እዚ ድማ ካብ’ቲ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝተርኣየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት 20 ግንቦት ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል Gebremariam Weldegerima May 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት 20 ግንቦት ኣብ ፌስ ቡክ ገፆም ኣመሓላሊፎም። ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕበ ቀሪቡ ኣሎ። …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima May 28, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብምኽንያት መበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ኣመልኪቱ ካብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መግለፂ ተዋሂቡ። ቅድሚ ኹሉ ንኹሎም ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኢትዮጵያ እንኳዕ ንመበል 29 ዓመት በዓል ዓወት 20 ግንበት ብሰላም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘዉዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቢስሊይ ተዛቲየን። እቶም ዋና ዳይሬክተር፥ ትካሎም ኣብ ኢትዮጵያ እናገበሮ ብዛዕባ ዝርከብ ምንቅስቓስ ንፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ገለፃ ገይሮምለን። ፕሬዚዳንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ዝውዕል ሓገዝ ውልቀ ሰብ ሃፍቲን ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ – ንኡስ ግብረ ሓይሊ ኢኮኖሚ ትግራይ Gebremariam Weldegerima May 27, 2020 0 ዲስ ኣበባ፣ 19 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ምግፋሕ ቫይረስ ኮረና ተታሓሒዙ ሓገዝ ውልቀ ሰብ ሃፍቲን ገበርቲ ሰናይ ትካላትን ተጠናኺሩ ይቕፅል ከም ዘሎ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ኢኮኖሚ ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ነዚ ዝሓበረ፥ ሎሚ መዓልቲ ሰብ ውልቀ ሃፍትን ገበርቲ ሰናይ ትካለትን…