ብጁንታ ህወሓት ተዓጊቶም ካብ ዝነበሩ ብርጋደል ጀነራል አዳምነህ መንገስቴ ሓዊሱ ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ላዕለዎት መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሓራ ወፂኦም
ኣዲስ ኣበባ፤ 30 ህዳር፤2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጁንታ ህወሓት ንእንግዶት ኢሉ ፀዊዑ ዓጊቱዎም ካብ ዝነበረ ብርጋደል ጀነራል አዳምነህ መንገስቴ ሓዊሱ ኣስታት 1 ሺሕ ዝኾኑ ላዕለዎት መኮነናት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር፥ ኣባላት ፖሊስ ፌዴራልን ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ብሓባር ብምዃን ብዝገበርዎ ዳህሳስ…