ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይራ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፈንድ ልምዓት መንግስቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ዝውዕል ናውቲ ሕክምና ሓገዝ ገይሩ።
እቶም ናውቲ ሕክምና 9 ቶን ክብደት ዘለዎም እንትኾኑ፥ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ዓሊሙ ንዝገብሮ ምንቅስቓስ ዝሕግዝ…