ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ዘካይደኦ ዘለዋ ሰለስቲኣዊ ዘተ ትማሊ ንሳልሳይ መዓልቲ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ኣብ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰን ዓመታዊ ኣሳድዳ ማይን ብዝምልከት ዘካይደኦ ዘለዋ ሰለስቲኣዊ ዘተ ትማሊ እውን ንሳልሳይ መዓልቲ ቀፂሉ ውዒሉ።
እቲ ብመርበብ ሓበሬታ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ዝተሳለጠ መድረኽ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ብሊቀ…