ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ፤ ኣፈጉባኤን ምክትል ኣፈጉባኤን መሪፁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ሰኔ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ስሩዕ ኣኼብኡ ዝጀመረ ናይ ፌዴሬሽን ምክር ቤት መበል ራብዓይ ናይ ህዝብን ኣባይቲን ቆፀራ ኣናዊሑ።
ብምኽኒያት ቫይረስኮሮና ንድሕንነትን ጥዕናን ህዝቢ ክበሃል ከምዝተናውሐ እውን ተሓቢሩ።
ዝምልከቶም ኣካላት ናይቲ ቫይረስ ዝርገሐን ጉድኣትን…