ብዶ/ር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሚንስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ጉጅለ ኣመራርሓታት ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣብ ክልል ትግራይ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ዝስርሑ ዘለዉ ስራሕቲ ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ጉጅለ ኣብ ኢኒስቲትዩት ምርምር ጥዕና እቲ ክልልን ማእኸል መመርመሪ…