ህዝቢ ኣብ ዝእከበሎም ከባቢታት መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ምጥቃም ይግባእ-ውድብ ጥዕና ዓለም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ጥዕና ዓለም ቅድሚ ሕዚ ኣብ ኣጠቓቕማ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን (ማስክ) ደንጊጉዎ ዝነበረ መምርሒ ከምዝቐየረ ኣፍሊጡ።
እቲ ውድብ ቅድም ክብል ናይ ሕክምና መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ሰራሕተኛታት ጥዕና፣ ንሕሙማት ቫይረስኮሮና ዝሕብሕቡ ሰባት…