ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኻት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣይተ መላኩ ኣለበል ምስ ጉጅለ ልኡኻት ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ከይዲ ዘላቒ ኢኮናሚያዊ ልምዓት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። መራሒ እቲ ጉጅለ ልኡኻትን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ አርቲስት ኣልማዝ ሃይሌ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊያ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብዙሓት ተዋስኦ ፊልሚን ቲያትርን ትፍለጥ ኣርቲስት ኣልማዝ ሃይሌ (ማሚ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈሊያ። ንዘሓለፉ ክልተ ሰሙናት ክትትል ሕክምና እናተገበረላ ዝፀንሐት ኣርቲስት ኣልማዝ ሎሚ መዓልቲ ከምዝዓረፈት ተገሊፁ። ኣርቲስት ኣማዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሳርሒታት ኲናት ሓዊሱ ካልኦት ልዕሊ ብር 18 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሳርሒታት ኲናት ሓዊሱ ካልኦት ልዕሊ ብር 18 ሚሊየን ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ሚኒስቴር እቶት ኣፍሊጡ። 18 ሚሊዮን 115 ሺሕን 99 ግምታዊ ዋጋ ካብ ሞንጎ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ፥ ደረቕ ጫት፣ እኽሊ፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዞባታት ደቡብን ማእኻይን ጎንደር ብዝተፈጠረ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ማይ ጉድኣት ንዝበፀሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ሓገዝ ኣቑሑት ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣብ ዞባታት ደቡብን ማእኻይን ጎንደር ብዝተፈጠረ ሓደጋ ምዕልቕላቕ ማይ ጉድኣት ንዝበፀሖም ክፋላት ሕብረተሰብ ብር 22 ነይጥቢ 2 ሚሊየን ዝግመት ሓገዝ ኣቑሑት ተገይሩ ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር እቶትን ኮሚሽን ጉምሩኽን ኣብ ዞባታት ደቡብን ማእኻይን ጎንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ፕሬዚዳንት ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሴኬዲ ብስልኪ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንትፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ፕሬዚዳንት ዴሞክራሲያዊት ሪፐብሊክ ኮንጎ ፌሊክስ ሺሴኬዲ ብስልኪ ተዛቲየን። ፕሬዚዳንት ፌሊክስ ሺሴኬዲ ናብ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ብዝገበሩዎ ፃውዒት ስልኪ፥ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልተኣዊ ዛዕባታት ከምኡ እውን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 604 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 25, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መስከረም፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 8 ሺሕን 348 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 604 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 71 ሺሕን 687…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ኣብ ጎርጎራን ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)22 ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ንመኣዲ ንሃገር ኣብ ዝተመረፀ ፕሮጀከት ከተማ ጎርጎራን ዑደት ገይሮም። መራሒ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ዑመር ኣልጋብ፥ ብኣቀባብላ ምምሕዳርን ህዝብን እቲ ከባቢ ከምዝተሓጎሱ ገሊፆም። እቶም ሰብ ሃፍቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 18 ተኸሰስቲ ናብ ቤት ህንፀት ንክዛወሩ ትእዛዝ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ፍርዲ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ 18 ተኸሰስቲ ናብ ቤት ህንፀት ንክዛወሩ ኣዚዙ። ኣብ ሓለዋ ስግኣት እንተሃሊዩ ድማ ከምዝከታተል ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ልደታ ምድብ ቀዳማይ መጋባእያ ጉዳያት ሕገ መንግስቲን ገበን ግብረ ራዕዲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብያተ ትምህርቲ ንምኽፋት ኣብ ዘኽእል ውሳነ ሓሳብ ዘተ ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብያተ ትምህርቲ ንምኽፋት ኣብ ዘኽእል ውሳነ ሓሳብ ዘተ ይግበር ኣሎ። ኣብ ኣዳራሽ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ መድረኽ ዘተ፥ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ደመቀ መኮነን ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ትምህርቲን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Sep 24, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ንዕብየት ዓውዲ ግብርና ዝውዕል ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 80 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ተፈራሪሞም። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ገንዘብ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴን ዳይሬክተር ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ሱዳንን…