ሃገራት ኣፍሪካ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ዝተሓተ ብርኪ እንከሎ ተሪር ስጉምትታት ብምውሳደን ውፅኢታዊ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መልከፍቲ ቫይረስኮሮና ካብ ወርሒ ለካቲት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ኣፍሪካ ክርኣይ ተራእዩ ኢዩ።
ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ሰባት በቲ ቫይረስ እንትተሓዙ፥ ካልኦት 34 ሽሕ ሰባት ድማ ብሰንኪ እቲ ሕማም ህይወቶም ስኢኖም።…