ስፓርት መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ከምዝሳተፍ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፅዋዕ ካፍ ሻምፒዮንስ ሊግ ጋንታ ፋሲል ከነማ ድማ ኣብ ፅዋዕ ኮንፌዴሬሽን ንኽሳተፉ ከምዝወሰነ ተገሊፁ። ሼር ካምፓኒ ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ኣፍሪካ ንኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ጊንጪ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ጊንጪ ተዛዚሙ ንኣገልግሎት ክፍቲ ከምዝኾነ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ላርሰን ኤንድ ቱርቦ ብዝተብሃለ ኩባኒያ ህንዲ ዝተሃነፀ ባዓል 230/15 ኪሎ ቮልትጣቢያ መከፋፈሊ ሓይሊ ጊንጪ ንኣገልግሎት ድልዊ ኮይኑ ኣሎ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ቴድሮስና ኣድሓኖም ካብ ሞንጎ 100 ፅዕንቶ ፈጠርቲ ዓለም ሓደ ኮይኖም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያዊ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስና ኣድሓኖም ኣብ ታይም መፅሄት 2020 ካብ ውሽጢ ፅዕንቶ ፈጠርቲ 100 ሰባት ዓለም ሓደ ኮይኖም። ትውልደ ኢትዮጵያዊያን ዝኾኑ ድምፃዊ ኣቤል ተስፋየ (ዘ ዊክንድ)ን ሰኣሊት ጆሊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተፀዋዕነተን ንሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህረቲን ዝኾና ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ ብር 91 ሚሊየን ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣበርኪተን Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተፀዋዕነተን ንሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህረቲን ዝኾና ዩኒቨርሲቲታት ልዕሊ ብር 91 ሚሊየን ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ኣበርኪተን። እተን ዩኒቨርሲቲታት ካብዚ ብተወሳኺ ብሓደጋ ውሕጅ ንዝተጎድኡ ወገናት ዝኸውን ሓገዝ ብር 14 ሚሊየን…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ትግራይ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ተረኺብዎም Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ናይ ትማሊ ፀብፃብ 24 ሰዓታት 702 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ 83 ወገናት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ካብዚኣቶም ድማ 48 ወገናት ካብ ማሕበረሰብ፣ 9 ሰባት ምስ ቫይረስኮሮና ዘለዎ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 70 ሺሕ ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 23, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም ካብ 70 ሺሕ ከምዝሓለፈ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ብዝተገበረ 6 ሺሕን 813 ምርመራ ላብራቶሪ ተወሰኽቲ 713 ሰባት ቫይረስኮሮና ከምዝተረኸቦም ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ሓዱሽ ዓመት ዮ ማስቃላ ህዝቢታት ዞባ ጋሞ ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ እናተሰርሕ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ሓዱሽ ዓመት ዮ ማስቃላ ህዝቢታት ዞባ ጋሞ ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ እናተሰርሕ ምዃኑ ተገሊፁ። ሓላፊ መምርሒ ባህሊ፣ቱሪዝምን ስፖርትን እቲ ዞባ ኣይተ ዘነበ በየነ ከምዝበሉዎ፥ በዓል ማስቃላ ህዝቢታት ጋሞ ብበፃሕቲ ዓዲ ዓለም ዝጉብነ ንምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 251 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ስዑድ ዓረብ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)251 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ሎሚ መዓልቲ ካብ ስዑድ ዓረብ ከተማ ጅዳ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ማእሰርቲን ዝተፈላለዩ ፀገማትን ዝነበሩ ከምዝኾኑ ካብ ቤት ፅሕፈት ኣቐባሊ ቓል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ አድሓኖም ”ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ” ዓለም 2020 ተባሂሎም ዝተዓወቱሉ ሽልማት ሎሚ መዓልቲ… Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ አድሓኖም ''ብሪጅ ሜከር ኣዋርድ ዓለም 2020'' ተባሂሎም ዝተዓወቱሉ ሽልማት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ሃገረ ነርወይ ኦስሎ ተረኺቦም ሽልማቶም ተቐቢሎም። ዶክተር ቴድሮስ አድሃኖም፥ ኣብ ዝሓለፈ ዓርቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብብር 100 ሺሕ ዋሕስ ንኽፍትሑ ቤት ፍርዲ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብብር 100 ሺሕ ዋሕስ ንኽፍትሑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ወሲኑ። ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ብዝተኸሰሱሉ ኣዋጅ ኣመሓዳድራ መሳርሒታት ኲናት ቁፅሪ 1177/ 2012 ብምትሕልላፍ ዝብል ኢዩ ብዘቕረቡዎ ሕቶ ዋሕስ መርሚሩ…