ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች አይ ቪ መንፈሳዊን ሓላፍነተም ንኽዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መስከረም፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣቦታት ሃይማኖት ኣብ ከይዲ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ኤች አይ ቪ/ኤድስ መንፈሳዊን ሓላፍነተም ንኽዋፅኡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፃውዒት ኣቕሪበን።
እተን ሚኒስትር፥ ትካላት ሃይማኖት ኣብ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ኤች ኣይ ቢ ኤድስ…