ቀ/ሚ ኣቢይ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንኣባላት ፓርላማ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሃፍ ዕላዊ ተገይሩ።
ዶክተር ኣቢይ፥ 21 ሕዳር 2013 ዓ.ም ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝሃቡዎም መልሲታት ዝሓዘ ኤሌክትሮኒክስ መፅሓፍ ኢዩ…