ኩሎም ኢትዮጵያውያን ቂምን በቐልን ብምሕዳግ ንሃገሮም ሰላምን ምርግጋዕን ንኽነጥፉ መራሕቲ ሃይማኖት ፀዊዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኩሎም ኢትዮጵያውያን ቂምን በቐልን ብምሕዳግ ኣብ ሰላምን ምርግጋዕን ሃገሮም ንኽነጥፉ መራሕቲ ሃይማኖት ፀዊዖም።
በዓል ልደት እንትነኽብር ንዝተፀገሙ ወገናት ብምሕሳብ ክኸውን ከምዝግባእ እውን እቶም መራሕቲ ሃይማኖት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።…