ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕለተ ሰሉስ ሰሙነ ሕማማት – መዓልቲ ሕቶ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ሰሙነ ሕማማት ንረኽባ ዕለተ ሰሉስ፥ ኣይሁድ ሕግን ሓቅን መሰረት ዝገበረ ዘይኮነስ፥ ንኢየሱስ ክርስቶስ ዝኸስሱሉ ገበን ክረኽቡ ኢሎም የቕርብዎም ዝነበሩ ሕቶታት ዝዝከሩላ ዕለት ስለ ዝኾነት "መዓልቲ ሕቶ" ተብሂላ ከም ትፅዋዕ ሊቃውንቲ ኦርቶዶክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ቬይትናም ሃኖይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ጉባኤ ፒ4ጂ ቬይትናም 2025 ከምዝሳተፉ እውን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስትራቴጂክ ትልሚ ሕርሻ ፀጋ እቲ ካባቢ ማእኸል ዝገበረ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ የኽእል ተባሂሉ mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዝያዊ ምምሕዳር ዘዳለዎ ስትራቴጂክ ትልሚን ሕርሻ ÷ማይን ፀጋ እቲ ከባቢን ማእኸል ዝገበረ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋጥ ከምዘኽል ተገሊፁ፡፡ ልምዓት ገፀርን ልምዓት ፖሊሲን ኣብ ዘጣየሾ ቢሮ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቤላሩስን ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘቲየን Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ቤላሩስ መዘነኦም ማክሲም ሪዤንኮፍ ተዛቲዮም፡፡ ጌዲዮን ጤሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያ ምስ ቤላሩስ ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻርን ዓውዲታት ምትሕብባር ብምስፋሕን ተረባሕነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ተዛትዮም mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ጅቡቲ ኣብዱልቃድር ካሚል ኦማር ተዛትዮም፡፡ ኣምባሳደር ብርሃኑ ኣብ ጅቡቲ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ስራሕ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮ-ጅቡቲ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ…
ቴክኖሎጂ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ዲጂታል ሎተሪ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕዳጋ ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ናይ ወረቐት ሎተሪታት ብተወሳኺ ብዲጂታል መልክዕ ብዝተፈላለዩ ቋንቋታት ዝተሰናደአ ፈላማ ዲጂታል ሎተሪ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ሓለፍቲ ስራሕ ኢንቨስትመንት ሆልዲንግስ ኢትዮጵያ፣ ኣገልግሎት ሎተሪ ኢትዮጵያን ሶፍትዌር ሶሉሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ኣብ ዝተትሓዘሎም ትልሚ ይውገኑ ኣለው – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ 2017 ዓ.ም በጀት ዓመት ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ፕሮጀክታት ልምዓት መስኖ ዝተመሓየሸ ኣፈፃፀም እናዝገቡ ምዃኖም ሚኒስትር መስኖን ከባቢታት ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቤላሩስን ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዝዓለመ ዘተ ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ሸዊት ሻንካ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቤላሩስ ማክሲም ሪዚሄንኮቭ ኣብ ክልተኣዊ ማዕቀፍ ስራሕ ብምጥማት ዘቲየን፡፡ እቲ ክልተኣዊ ማዕቐፍ ስራሕ፤ ኣብ ዓውዲታት ባህሊ፣ ኪነ-ጥበብን ስፖርትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ መፍረያይነት ንምድንፋዕ ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ – ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ Gebremariam Weldegerima Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓውዲ ሕርሻ ንምዝማን ንምዝማንን መፍረያይነት ንምድንፋዕን ዘኽእል ዘበናዊ ኣሰራርሓ ምኽታል ይግባእ ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጄ ታደሰ ወረደ ገሊፆም፡፡ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ተጀሚሩ mizan mekonen Apr 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ብትሑት እቶት ዝመሓደሩ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብር ካልኣይ ዙር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ልምዓታዊ ከተማ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ተጀሚሩ፡፡ መንግስቱ ፌዴራል ዝመደቦ ልዕሊ 670 ሚሊየን ብር በጀት ናብ ተግባር ዝኣተወ እቲ ፕሮግራም…