ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ.ኤም.ሲ) ስራሕ ብብቕዓትን ብፅሬትን ብምስራሕ ግዚኡ ዝሓትት ሓርበኝነት እዩ ኢለን ሚኒስትር ስራሕን ክህትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል፡፡
ሚኒስቴር ስራሕን ክህሎትን (ኣይኤስኦ 9001-2015) ኣመራርሓ ፅርየት ብምፍፃም ብብርኪ ዓለም ኣፍልጦ ዝረኸበ እንትኾ፤…