ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፉ። ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስቲን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቱ፥ ንመላእ ህዝቢ ትግራይ “እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ብርክት ዝበላ ንትግራይ ዘዋስና ወረዳታት ዝፍልፈል ዘሎ ኣንበጣ በረኻ ብዝተዋደደ ሓይሊ ይውቃዕ ከምዘሎ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብርክት ዝበላ ንትግራይ ዘዋስና ወረዳታት ኣንበጣ በረኻ እንዳተፈልፈለ እንትኸውን ብዝተዋደደ ሓይሊ ይውቃዕ ከምዘሎ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገፀርን ብሄራዊ ክላዊ መንግስቲ ትግራይ ገሊፁ። እቲ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ጥፋእ ልዑል ምትሕብባር ስለዝሓትት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትእምት 1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ብውህብቶ ኣበርኪታ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ብ1 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ዝተዓደጉ ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ኣብ 12 ዓበይቲ ከተማታት ትግራይ ንዝርከባ ኣብያተ መፃሕፍቲ ሎሚ መዓልቲ ኣበርኪታ። እቶም መፃሕፍቲ ብቋንቋ ትግርኛን ኣምሓርኛን ዝተሰናድኡ ቁፅሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበርቲ ከተማ መቐለ ቫይረስኮሮና እናተኸላኸሉ ወገኖም ብምሕጋዝ ባዓል ሓዱሽ ዓመት ንምሕላፍ ከምዝተዳለዉ ገሊፆም። በዓል ሃፍቲ ኣይተ ደስታ በርሀ ከምዝበልዎ፥ ምትሕግጋዝን ምድግጋፍን ልሙድ ባህሊና እኳ እንተኾነ ብፍላይ ሎሚ ዘበን ብምኽኒያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ተመሪቑ Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት ምረቓ ኣደባባይ ሕውነት ፓርክ ሸገር ሎሚ መዓልቲ ተሳሊጡ። ኣብቲ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መራሕቲ ሃይማኖትን…
ኮሮናቫይረስ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 916 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 10, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ጳጉሜን 5፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 15 ሺሕን 561 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 916 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 61 ሺሕን 700…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንኢትዮጵያ ዝውክሉ ኣምባሳደራት ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ኣሳሊጦም። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዋና ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ኣምባሳደራትን ቆንስል ጀኔራላትን ንዘሓለፉ ክልተ ሰሙናት ከካይዱዎ ዝፀንሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት ክትትል ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት ዝገብሩ ዘለዉ ዜጋታት ወፃኢኦም ብመንግስቲ ክሽፈን ኢዩ – ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ 2013 ዓ.ም ኣብ መንግስታዊ ሆስፒታላት ክትትል ሕክምና ሕፅበት ኩላሊት እናገብሩ ዝርከቡ ዜጋታት ዓመት ሙሉእ ወፃኢኦም ብመንግስቲ ከምዝሽፈን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ምክትል ከንቲባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላቦራቶሪታት ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያ 150 ሚለየን ዶላር ወፃኢ ብምግባር ህንፀት ዘበናዊ ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን ከምዝካየድ ኢንስቲትት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። እቶም ላብራቶሪታትን መዕበዪ ዓቕሚን፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 150…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያችው 100 ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን Gebremariam Weldegerima Sep 9, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሓደ ሚኢቲ ንዝኾኑ ዓይነ ስዉራት መኣዲ ኣካፊለን። በዛሬው ዕለት በተከናወነው በዚህ ማዕድ ማጋራት ፕሮግራም ለአይነስውራኑ ሩዝ፣ ዘይት እና ዱቄት አበርክተዋል። ሎሚ መዓልቲ ዝተሳለጠ እቲ ምክፋል መኣዲ፥ ነቶም…