ንፓርቲታት ፖለቲካ ዝኸውን ድልድል ኣየር ሰዓት መራኸብቲ ሓፋሽ ንምውፃእ ምድላው ተገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ፕሮግራሞምን ዕላመኦምን ብመራኸብቲ ሓፋሽ ንህዝቢ ዘፋልጡሉ ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ድልድል ኣየር ሰዓት ንምውፃእ ምድላዉ በዓል መዚ ብሮድካስት ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ኣብ እዋን ሓፈሻዊ ሃገራዊ መረፃ ኢትዮጵያ፥ መራኸብቲ ሓፋሽ ጎስጓስ መረፃ…