ወተሃደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲጀት ሁርሶ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ወተሃደራዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዑደት ኣብ ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲጀት ሁርሶ ተኻይዱ።
ተወካሊ ኣዛዚ ትካል ዓለም ለኻዊ መሰልጠኒ ምኽባር ሰላም ኢትዮጵያ ኮሎኔል ታምራት ኣንዳርጌ ከምዝበልዎ፥ ትኹረት እቲ ዑደት…