ሰላምን ልምዓትን ትግራይ ንምጥንኻር ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ልዕልነት ሕግን ምርግጋግፅ ይግባእ – ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰላምን ልምዓትን ንምጥንኻር ሕገ መንግስታዊ ስርዓትን ልዕልነት ሕግን ምርግጋግፅ ከም ዝግባእ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ ኣተሓሳሲቦም።
መበል 14 ዓመት በዓል መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረ ሰባትን…