ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣14 ታሕሳስ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዳይሬክተር ትካል ገንዘብ ዓለም(አይ ኤም ኤፍ) ክርስታሊና ጆርጂዩቫ ተዛቲዮም።
ኣብ መንጎ ድኻን ሃፍታምን ዘሎ ኣፈላላይ ናብራ ብዛዕባ ምፅባብን ብምኽኒያት ምንቅስቓስ ሓምለዋይ…