ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝተውሃበ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይን ተልእኹ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣድሂቡ መግለፂ ሂቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 87 ኣብ ዝተደንገጉ ግልፂ መርህታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 488 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 31, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 866 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 488 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 95 ሺሕን 789…
ስፓርት ፕሬዚዳንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ብቫይረስኮሮና ከምዝተታሓዙ ተረጋጊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ብቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ካብ ሞሮኮ ናብ ካይሮ ምስተመለሱ ቅልል ዝበለ ምልክት ሰዓል ምርኣዮም ስዒቡ ብዝተገበረሎም ምርመራ፥ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፖሊስ ብር 300 ዝኸውን ነባርን ሓዱሽን ዘይሕጋዊ ኖት ብር ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ብር 300 ዝኸውን ነባርን ሓዱሽን ዘይሕጋዊ ኖት ብር ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ከምዝሓበሮ ነባር ኖት ብር ካብ ክልተ ተጠርጠርቲ ዘይሕጋዊ ብር 174 ሺሕን 350 በዓል ሚኢቲን በዓል ሓምሳን ክሕዝ ክኢሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ምጥያሽ ከንቲቫታት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፎረም ምጥያሽ ከንቲቫታት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። ብብርኪ ሃገር ዝካየድ ሮረም፥ ዝሐሸ ከተማ ንዝሐሸ ህይወት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኢዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስነስርዓት ምጥያሽ ተኻይዱ ዘሎ። እቲ ፎሮም፥ ከንቲባታት ተራኺቦም ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ከተማታት…
ቢዝነስ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብሪታኒያን ጀርመንን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ኢንዱስትሪ ዓለባ ንምሕጋዝ ዝውዕል 6 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ዕላዊ ዕላዊ ገይረን። ክልቲአን ሃገራት ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዝገበረኦ ሓገዝ፥ ኢንዱስትሪ ዓለባ ኢትዮጵያ ብዙሓት ሰባት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ትርከብ – ኣምባሳደር ረታ ዓለሙ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩባ ኣባይ ዘለዋ ፍትሓዊ ተረባሕነት ተረጋግፀሉ ወሳኒ ምዕራፍ ከምትርከብ በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ እስራኤል ረታ ዓለሙ ተዛሪቦም። እቶም ኣምባሳደር እዚ ዝበሉ፥ “ሕቶ ምኽባር ፍትሓዊ ብፅሒት ሩባ ኣባይ” ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ንፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኸውን ብር 1 ነጥቢ 1 ቢሊየን ኣበርኪቱ። እቲ ሓገዝ ገንዘብ፥ ኣመራርሓታት እቲ ባንኪ ንቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሐመድ ኣረኪቦምዎም። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ና ህዝቢ ባንኪ ከም ምዃኑ መጠን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዚ ኣባይ ከምዘይቕይር ኣምባሳደር ኣለማየሁ ተገኑ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ህንፀት ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትጵያ ተፈጥሮኣዊ ዋሕዚ ኣባይ ከምዘይቕይርን ህንፀቱ ከምዘይቋረፅን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ኣለማየሁ ተገኑ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር ኣብ ሩሲያ መዓልታዊ ምስ ዝሕተም ጋዜጣ ኮምሶሞለስካያ ፕራቫድ ፃንሒት ገይሮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግሩፕ ራክሲኦ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ማእኸል መጠራቐሚ ሓበሬታ ክሃንፅ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 30, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኸ ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ራክሲኦ ዝተብሃ ግሩፕ ኣብ ኢትዮጵያ ፈላማይ ማእኸል መጠራቐሚ ሓበሬታ ከምዝሃንፅ ኣፍሊጡ። እቲ ማእኸል ሓበሬታ ንምህናፅ ዘኽእሎ ቦታ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፓርክ ኣይሲቲ ዝረኸበ እንትኸውን፥ ኣብ ሳልሳይ ርብዒ ዓመት ከም…