ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ሓዊሱ 10 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዘፈር ውልቀ ንምዝውዋር ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፋብሪካ ሽኮር ወልቃይት ሓዊሱ 10 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ዘፈር ውልቀ ንምዝውዋር ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ሚኒሰቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ኣብቲ ዓውዲ ዘለዉፀገማት ንምፍታሕ ብዝብል፥ ካብ ዘለዉዎ 13 ፋብሪካታት ሽኮር እቶም 10 ናብ ውልቀ…