ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣፍሪካ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝውዕል 300 ሚሊየን ዶላር ከተኣኻኽብ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ንምክልኻል ኮቪድ 19 ዝኸውን 300 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ከምዘተኣኻኽብ ኣፍሊጡ። እቲ ገንዘብ 14 ጥቅምቲ ብዌቢናር ኣብ ዝሳለጥ ምድላው ዝእከብ እንትኸውን፥ እቲ ምድላው ብቋንቋታት ዓረብኛ፣ እንግሊዝኛ፣ ፈረንሳይኛን ፖርቹጊዝን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሲሪል ራማፎሳ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳ ብስልኪ ተዛቲዮም። እቶም መራሕቲ ርክብ ክልቲአን ሃገራትን ጉዳያት ቀጠና ኣፍሪካን ብዝምልከት ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበሩ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝተፈላለያ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ይገብራ ኣለዋ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይሻ፣ ጎርጎራን ወንጪን ብሓባር ንምልማዕ ንዝቐረበ ፃውዒት ብምቕባል ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን ደገፍ ንዝገብራ ዘለዋ ዝተፈላለያ ትካላት አመስጊኑ። ብመሰረት እዚ፦ ባልኪ ዳሸን - 30 ሚሊየን ብር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለን ዩንቨርስቲታት ካብ 23 ክሳብ 30 ጥቅምቲ ቀዳማይ ዙር ምቕባል ተምሃሮ ክገብራ ኢየን Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ዶክተር ሳሙኤል ኡርቃቶ ኩለን ዩንቨርስቲታት ካብ 23 ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2013 ዓ.ም ቀዳማይ ዙር ምቕባል ተምሃሮ ንክገብራ ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ቀረባ እዋን ብመሰረት ፕሮቶኮል ኮቪድ-19…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 665 ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 6 ሺሕን 569 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 665 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 87 ሺሕን 834…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ልደቱ ብዝቐረበሎም 2ይ ክሲ ተለዋጢ ቆፆሮ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ሕገ-መንግስቲ ንምፍራስ ብምሕሳብ ንሕገ-መንግስቲ ዝፃረሩ ዝተፈላለዩ ሰነዳት ስግግር ኣዳሊዮም ብዝብል ዝቐረበሎም 2ይ ክሲ ተለዋጢ ቆፀሮ ተዋሂቡ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ምድብ ዞባ ምብራቕ ዝነበረ መጋባእያ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኔዘርላንድ ብር 67 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ኮቪድ-19 ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ኔዘርላንድ ካርድ ኤይድ ምስ ዝተብሃለ መንግስታዊ ዘይኮነ ትካል ገባሪ ሰናይ ብምትሕብባር ብር 67 ሚሊየን ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊን መሐከሚን ኮቪድ-19 ሓገዝ ምግባሩ ተገሊፁ። እቲ ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ድጉማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትረ ፌዴሪኢ ዶክት ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። ወራር ዕስለ ኣምበጣ ከብፀሖ ዝኽእል ሓደጋ ምክልኻል ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ኣድሂቦም ምዝታዮም እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ቀ/ሚ ሃይለማርያምን በዓልቲ ገዝኦም ወይዘሮ ሮማንን ፋውንዴሽን ኣጣይሾም Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝን በዓልቲ ገዝኦም ወይዘሮ ሮማን ተስፋየን ፋውንዴሽን ኣጣይሾም። “ፋውንዴሽን ሃይለማርያምን ሮማንን” ብዝብል ሽም ዝተጣየሸ ፋውንዴሽን እንትኸውን፥ ካብ ኤጀንሲ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ምስ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ.ኤስ.ኤይድ)ን ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት፥ ውፅኢታት ሕርደሻ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ምስ ዘሎ ሓረስታይ ንምርኻብ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ውፅኢታት ሕርሻ…