ስፓርት ቀነኒሳን ኪፕቾጌን ኣብ ለንደን ማራቶን ዝገብሩዎ ንሕንሕ ዓለም ብሃንቀውታ ይፅበዮ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2020 0 አዲሰ አበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ቀነኒሳ በቀለን ኬንያዊ ኣትሌት ኤልዩድ ኪፕቾጌ ኣብዚ ዓመት ዝገብሩዎ ንሕንሕ ለንደን ማራቶን ዓቢዪ ትፅቢት ተገይሩሉ ኣሎ። ኣትሌት ቀነኒሳ ናይ ማንም እዋን ካልኣይ ቅልጡፍ ሰዓት ማራቶን ዓለም ዘመዝገበ እንትኸውን፥ ኪፕቾጌ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ ህዳሰ ብዝምልከት ኢትዮጵያ ብሄራዊ ረብሓኣ ኣሕሊፉ ዝህብ ዘተ ኣይገበረትን፤ ንቕድሚት እውን ኣይትገብርን – ተደራደርቲ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 08 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ፣ ሚኒስትራት ማይን ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 13 ክሳብ 15 ጥሪ 2020 ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ከሳልጥዎ ዝፀንሑ ዘተ እወንታዊ ውፅኢት ብምሓዝ ከምዝተዛዘመ ተገሊፁ ነይሩ ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መድረኽ ምንቕናቕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን 2012 ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ተሳሊጡ Gebremariam Weldegerima Jan 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ምንቕናቕ ነፃ ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን 2012 ላዕለዎት ሓለፍቲ ዞባን ወረዳን፣ ሰብ ሞያ ሕርሻ ኣብ ዝተረኸብሉ ኣብ ከተማ መኾኒ ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ዓ/ም "ወፍሪ ዕቀባ ሓመድን ማይን ንመርኣያ ልምዓትናን ፅንዓትናን” ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣብያተ ፍርዲ መረፃ ተንከፍ ዝኾኑ ክትዓት ብፍሉይ ኩነታት ንምድናይ ዘኽእል ቅድመ ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ኣብ ቀፃሊ ዝሳለጥ ሃገራዊ መረፃ ተተሓሒዞም ኣብ ኣብያተ ፍርዲ ዝቐርቡ ሕቶታት ዳይነት ቅልጡፍን ፅሬት ዘለዎን ውሳነ ንመሃብ ዘኸእል ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ኣፍሊጡ። ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል፥ ብኣዋጅ ፓርቲታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስዑድ ዓረብ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ ዘይነበሮም ኢትዮጵያውያን ዝሕተቱዎ ዝነበሩ ውዝፍ ቅፅዓት ክፍሊት ኣልዒላ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝነበሩ ሕጋዊ ፍቓድ መንበሪ እንተየሐደሱ ዝፀንሑ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ናብ ሃገሮም እንትምለሱ ብቑፅሪ ሕድሕድ ስድራ ቤት ዝሕተቱዎ ዝነበሩ መውፅኢ ቪዛን ውዝፍ ቅፅዓት ክፍሊትን ንምልዓል ምስ መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ኣተሓሕዛ ስርዓት ሓበሬታ ምሕደራ መሬት ገፀር ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ሕርሻ ብሄራዊ ኣተሓሕዛ ስርዓት ሓበሬታ ምሕደራ መሬት ገፀር ዕላዊ ገይሩ። እቲ ሓዱሽ ኣተሓሕዛ ስርዓት ሓበሬታ ምሕደራ መሬት፥ ደረጅኡ ዝሓለወን ዘመናዊ ኣሰራርሓ ዘቀላጥፍን ምዃኑ ሚኒስትር ዲኤታ ሕርሻ ዶክተር ካባ ኡርጌሳ ተዛሪቦም።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሚሃይል ሚሹስቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ሩሲያ ኮይኖም ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሩሲያ ፕዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ኮይኖም ክሽየሙ ሕፁይ ገይሮም ዘቕረቡሉ ሽመት ኣፅዲቑ። ፕዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ሕገ መንግስቲ ንኽመሓየሽ ድሌት ከምዘለዎም ምግላፆም ስዒቡ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ዝነበሩ ዲሚትሪ…
ዝንቕ ፋና ወዲ 17 ዓመት ሰልጣናይ ናሳ ሰገን ካብ መሬት 1 ሽሕን 300 ብርሃን ዓመት እትርሕቕ ሓዳሽ ፕላኔት ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ወዲ 17 ዓመት ሰልጣናይ ናሳ ሰገን፥ ካብ መሬት 1 ሽሕን 300 ብርሃን ዓመት እትርሕቕ ሓዳሽ ፕላኔት ከምዝረኸበ ተገሊፁ። እቲ ዎልፍ ኩኪየር ዝበሃል ኣብ ናሳ ዝረኸቦ ዕድል ስልጠና ሓፂር እዋን እናተኸታተለ ስራሕ ልምዲ ንኽሕዝ'ዩ። ይኹን እምበር…
ቢዝነስ ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ቆርበት የጋጥሙ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ ቆርበት የጋጥሙ ዘለዉ ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ ካብ ምምሕያሽ ፖሊሲ ጀሚሩ ካልኦት ስራሕቲ እናተሰርሑ ምዃኖም ተገሊፁ። ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ምስ ኣብ ምፍራይ ጣጥኡ ዝወደአ ቆርበትን ውፅኢት ቆርበትን ዝተዋፈሩ ሰብ ሃፍቲ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሶርያ ከተማ ኢድሊብ ብተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣየር 18 ሰባት ንሕልፈት ተቓሊዖም Gebremariam Weldegerima Jan 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 07 ጥሪ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶርያ ከተማ ኢድሊብ ብተፈፀመ መጥቃዕቲ ኣየር 18 ሰባት ንሕልፈት ምቅለዖም ተገሊፁ። እቲ መጣቃዕቲ ኣየር ኣብታ ከተማ ዝርከብ ማእኸል ዕዳጋን ዞባ ኢንዱስትሪን ዝተፈፀመ ኢዩ ተባሂሉ። ሪሲያን ቱርኪን ኣብቲ ከባቢ ቶኽሲ ጠጠው ንምባል ድሕሪ…