ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዑደት ኣካይዶም።
መፍለፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ኣብ ሓደ እዋን 2 ሺሕን 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከፈልፍል…