ፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ምዕዳግ ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘሳልጥ ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ነሓሰ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሪያት ውሽጢ ዓዲ ምዕዳግ ዕድል ስራሕ ብምፍጣር ሃገራዊ ምዕባለ ኢኮኖሚ ዘሳልጥ ኢዩ ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ።
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ “ጥራት መንደር” ዝተሰናደአ "የኢትዮጵያን ይግዙ" ሃገራዊ ኤክስፖ ሰሙን ንግዲ መሪቖም ከፊቶም።…