ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከከባቢና ንዝርከቡ ነጋዶ ጎንፂ ብሓባር ንከላኸል – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትጵያ ንዝርከቡ ነጋዶ ጎንፂ ብሓባር ንከላኸል ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ዛዕባ ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፅእዎ መግለፂ፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ዓዲ ዝኾኑ ናይ ቱሪዝም ከባቢታታ ብኦንላይን ምፍላጥ ጀሚራ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ንበፃሕቲ ዓዲ ዝኾኑ ናይ ቱሪዝም ከባቢታታ ብኦንላይን ምፍላጥ ምጅማራ ሚኒስቴር ባህሊን ቱሪዝምን ኣፍሊጡ። ዘፈር ቱሪዝም ለበዳ ኮቪድ-19 ዘሕደረሉ ፅዕንቶ ዘንሳዕርረሉ ኣንፈት ብምቕማጥ ሰለስተ ቢሊየን ዶላር ንምርካብ ከምዝሃቀነ ዳይሬክተር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ኣብ ዝራእቲ ጉድኣት ከየስዕብ ዘኽእል ስራሕቲ ቅድመ ምድው ይግበር ኣሎ – ሚኒስቴር ሕርሻ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዕስለ ኣምበጣ በረኻ ኣብ ዝራእቲ ጉድኣት ከየስዕብ ዘኽእል ስራሕቲ ቅድመ ምድው እናተገበረ ምዃኑ ሚኒስቴር ሕርሻ ገሊፁ። ሚኒስትር ዲኢታ ሕርሻ ዶክተር ማንደፍሮ ንጉሴ ምሽ ፋና ብሮድካስቲን ግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ ዕስለ ኣምበጣ በረኻ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዓመተ 2012 እናሳለጡ ይርከቡ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዓመተ 2012 የሳልጡ ኣለዉ። እቲ መድረኽ ኣብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ዓመተ 2012ን ኣብ ትልሚ ቀፃሊ እዋንን ዘድሃበ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ድሕሪ ለውጢ ጅማሮ ጉዕዞ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶ/ር ሙላቱ ተሾመ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብነበር ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቱርኪ ሜቭሉት ካቮስግሉ ተዛቲዩ። ዶክተር ሙላቱ ተሾመ ምስ'ቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብ እዋናዊ…
ኮሮናቫይረስ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ፃውዒት ሓገዝ 10 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣቕሪቡ። እቲ ውድብ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ንምትእኽኻብ ዝሓተቶ መጠን ገንዘብ ቅድሚ ሕዚ ካብ ዝሓተቶ መመጠን ዝለዓለ ቁፅሪ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት ካብ 2 ሚሊየን ዛይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ብራዚል ብዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 2 ሚሊየን 14 ሺሕን 738 ከምዝበፅሕ ተገሊፁ። ኣብታ ሃገር ብምኽንያት እቲ ቫይረስ ህይወት 76 ሺሕን 822 ሰባት ከምዝሓለፈ እውን ፀብፃብ መርበብ ሓበሬታ ወርልድ ኦሜትር የረድእ። ኣብ መላእ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ድሕሪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተመዲቦም ትምህርቶም ክጅምሩ ከምዝግበር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 17, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተምሃሮ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ድሕሪ ለበዳ ቫይረስኮሮና ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተመዲቦም ትምህርቶም ክጅምሩ ከምዝግበር ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ፕሮፌሰር ሂሩት…
ስፓርት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ክካየድ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ወርሒ ሰነን ሓምለን ዓመተ 2023 ከምዝካየድ ግዚያዊ ዋና ፀሓፊ ኮንፈደሬሸን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ዓብደል ባህ ኣፍሊጦም። እቶም ዋና ፀሓፊ ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ መግለፂ ክህቡ እንከለዉ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓ ኦፌኮ ኣይተ በቀለ ገርባን ኣይተ ጃዋር መሓመድን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም Gebremariam Weldegerima Jul 16, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ስዒቡ ኣስከሬን ብምምንዛዕን ሁውከት ብምፍጣርን ዝተጠርጠሩ ኣይተ በቀለ ገርባን ኣይተ ጃዋር መሓመድን ሓዊሱ ካልኦት ውልቀ ሰባት ሎሚ መዓልቲ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም። እቶም ተጠርጠርቲ ኣብ ልደታ ምድብ ቀዳማይ ቤት ፍርዲን ኣራዳ…