ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተሓዙ ሰባት እናዛየደ ካብ ምምፅኡ ብተወሳኺ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ቁፅሮም ወሲኹ ኣሎ-ዶ/ር ሊያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተሓዙ ሰባት እናዛየደ ካብ ምምፅኡ ብተወሳኺ ብፅኑዕ ዝሓመሙ ቁፅሮም ምውስኹ ኣተሓሳሳቢ ከምዝኾነ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
ኣብ ኢትዮጵያ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ካብ እዋን ናብ እዋን እናወሰኸ…