ባይቶ ወከል ህዝቢቲ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገበን ግብረ ራዕዲ ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ዝቐረበ ረቂቕ ኣዋጅ ኣፅዲቑ።
እቲ ባይቶ 5ይ ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ሎሚ መዓልቲ የሳልጥ ኣሎ።
ብመሰረት እዚ፥ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊ፣ ፍትሒን ዴሞክራሲን…