Fana: At a Speed of Life!

ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ገበን ቅንፀላ ጀነራል ሰዓረን ሜ/ጀነራል ገዛኢን 22 ሰነ 2012 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ገበን ቅንፀላ ጀነራል ሰዓረን ሜጀር ጀነራል ገዛኢን 22 ሰነ 2012 ዓ.ም ከምዝጅመር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ችሎት ገበን ፀረ ግብረራዕዲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ከምዝበሎ፥ ኣብ ልዕሊ ብቕትለት…

በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ 12 ሕቶ ድልየታት ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቴሌኮም 12 ሕቶ ድልየታት ክልተ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ምስቶም ፍቓዳት ብዝተተሓሓዘ መግለፅታት ድልየት ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዕላዊ ከምዝገበረ…

ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ህንፀት መገዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማን ኣጀሚረምዎ። እቲ መገዲ 20 ኪሎሜትሮ ዘለዎ…

ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ዝቐረዩ ስራሕቲ ህንፀት እቲ ግድብ ብምዝዛም ምምላእ ማይ ከምእትጅምርን ኣብቶም እዋናት ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ስምምዕ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዝቕፅሉ ክልተ ሰሙናት ዝቐረዩ ስራሕቲ ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብምዝዛም ምምላእ ማይ ከምእትጅምርን ኣብቶም ክል ሰሙናት ሰለስቲአን ሃገራት ኣብ ስምምዕ ንምብፃሕ ምውሳነንን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ…

ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ፥ ኣባላት ቢሮ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ካብ ኣፍሪካ ዝፍልፍል መፍትሒ ግድብ ህዳሰ ከምፅኡ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ…

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ኣባላት ቢሮ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ኢትዮጵያ፣ ሱዳንን ግብፅን ካብ ኣፍሪካ ዝፍልፍል መፍትሒ ግድብ ህዳሰ ከምፅኡ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ዘድሃበ ዘተ ከምዘሳለጣ ኣፍሊጦም። እቲ ዘተ ውፅኢታዊ ከምዝነበረ ድማ ኣብ…

ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 250 ሰባት እንትርከቡ 8 ሰባት ድማ ህይወቶም ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 414 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 250 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ሸሞንተ ሰባት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ እውን ሚኒስትር ጥዕና ፌዴሪኢ…

ብገበን ኣገዲድካ ምድፋር ዝተኸሰሱ ውልቀ ሰባት ካብ 11 ክሳብ 25 ዓመት ዝበፅሕ ማእሰርቲ ተበይኑሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብገበን ኣገዲድካ ምድፋር ዝተኸሰሱ ውልቀ ሰባት ብ25ን ብ11 ዓመትን 9 ወርሒን ፅኑዕ ማእሰርቲ ተበይኑሎም። ወዲ 64 ዓመት ተኸሳሲ ኣብ ወርሒ ነሓሰ 2011 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፍለከተማ ኣቃቂ ዕድሚአን ሸሞንተን ትሽዓተን ዓመት ንዝኾና ክልተ…

ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 246 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩ 21 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ተረኺቡዎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ትግራይ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 246 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩ 21 ሰባት ቫይረስ ኮሮና ከምዝተረኸቦም ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቶም ቫይረስ ኮሮና ዝተረኸቦም ሰባት ኩሎም ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ፥ ካብ 20 ክሳብ 72 ክሊ ዕድመ…

ኣሜሪካ ብኣድልዎ ካብ ዝሓዘቶ ድርድር ግድብ ህዳሰ ወፂኣ ንሓቀኛ ድርድር ሓገዝ ክትገብር ነበር ሰብ መዚ እታ ሀገር ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣሜሪካ ብኣድልዎ ካብ ዝሓዘቶ ድርድር ግድብ ህዳሰ ወፂኣ ንሓቀኛ ድርድር ሓገዝ ክትገብር ነበር ሰብ መዚ እታ ሀገር ኣተሓሳሲቦም። እቶም ሰበስልጣናት ከምዝገለፁዎ፥ ሃገሮም ኣሜሪካ ኣብቲ ጉዳይ ዘይሻራዊ ክትከውንን ግልፂን ፍትሓዊን ከይዲ ሽምግልና…

ስራሕቲ ምፅራግ ደኒ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ማይ ዝዓርፈሉ ከባቢ ዝርከቡ እፅዋት ምፅራግ ተጀሚሩ። ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ልምዓት ኢንተርፕራይዛትን ፈጠራ ዕድል ስራሕን ክልል ቤኒንሸንጉል ጉሙዝ ኣይተ በሽር ዓብዱራሂም፥ እቲ ክልል ብኢንተርፕራይዛት ኣቢሉ ዝፅረግ…