ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ነበርቲ ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝግመቱ ናውቲታት ኣበርኪቱ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 መስከረም፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉዳያት እስልምና ክልል ትግራይ ብሓደጋ ውሑጅ ጉድኣት ንዝበፅሖም ነበርቲ ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 2 ሚሊየን ዝግመቱ ናውቲታት ኣበርኪቱ።
እቲ ሓገዝ ካብ ማሕበረሰብ ሙስሊም፣ ተካላት ገብረ ሰናይን ውልቀ ሰባትን ነበርቲ ከተማ መቐለ…