ሶማሊያ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ኣምባሳደር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ አብዲሃኪም ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሶማሊያ ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምትድግፍ ኣምባሳደር ሶማሊያ ኣብ ኢትዮጵያ ዓብዲሃኪም ዓብዱላሂ ዖማር ገሊፆም።
እቶም ኣምባሳደር ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያ ጥራሕ…