ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይን ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ተፋሰስ ሩባ ኣባይ፣ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያን ካልኦት ጉዳያትን ንመንግስቲ ዘማኽር ጥምረት ተመራመርቲን ሙሁራትን ክጣየሽ ምዃኑ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ዶክተር ሳሙኤል ክፍሌ፥ እቶም ሙሁራት ኣብ…