ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ “እንስራ” ኣብ ዝበሃል ማእኸል ስራሕቲ ኣይኖ ዑደት ኣካይዶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘሎ “እንስራ” ኣብ ዝበሃል ማእኸል ስራሕቲ ኣይኖ ዑደት ኣካይዶም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፅ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ማእኸል ንዝተዋፈራ ኣዴታት አንኳዕ ደስ…