ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ምፍራይ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 6, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ንመመርመሪ ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል ኪት ድሕሪ ሓደ ወርሒ ምፍራይ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ከከምዝገለፁዎ፥ ዓቕሚ ምርማር ቫይረስ ኮሮና ክብ ንምባል ዝተፈላለዩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት 6 ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ ዝግበር ሓገዝ ምጉዳሉ ተቓዊሞም Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሽዱሽተ ኣባላት ባይቶ ኣሜሪካ ሃገሮም ንኢትዮጵያ እትገብሮ ሓገዝ ምጉዳሉ ብምቅዋም ናብ ፀሓፊ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ማይክ ፖምፐዮን ናብ ሚኒስትር ቤት ግምጃ ኣሜሪካ ስቴቨን መንቺንን ደብዳበ ፅሒፎም። እቶም ኣባላት ኮንግረስ ኣብ ዝፀሓፍዎ ደብዳበ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን መንግስቲ ክልል ትግራይ ከካይዶ ኢየ ዝበሎ ምርጫ ብዝምልከት ናይ መወዳእታ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቤት ምኽሪ ፣ ኮሚሽን ምርጫን ኣፈፀምቲ ኣካላትን ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ምርጫ ብዝምልከት ዘውፅኦ ኣዋጅ ምርጫ ቁፅሪ 351/2012 ዘሕለፍዎም ውሳነታትን ዝፈፀምዎም ተግባራትን ምስ ሕገ መንግስቲ ዝፃብኡ ብምዃኖም ብመሰረት ሕገ መንግስቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ሹመት ሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ክልል ደቡብ ንዝተፈላለዩ ሓላፍቲ ስራሕ ትማሊ ሹመት ሂቡ። ብመሰረት እዚ፦ ኣይተ ሃይለማርያም ተስፋዬ ብመዓርግ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ኣተሓባባሪ ማሕበራዊ ክላስተርን ኣይተ ማሄ ቦዳ- ሓላፊ ቢሮ…
ኮሮናቫይረስ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 303 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 5, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 23 ሺሕን 712 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 303 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 56…
ኮሮናቫይረስ ኣፍሪካ ፈዋስነት ክትቫት ቫይረስ ኮሮና እንትረጋገፅ 220 ሚሊየን ክትባት ክትረክብ ኢያ – ውድብ ጥዕና ዓለም Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣፍሪካ ፈዋስነት ክትቫት ቫይረስ ኮሮና እንትረጋገፅ 220 ሚሊየን ክትባት ንኽትረክብ እናሰርሐ ምዃኑ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ። ሓላፊ ከባቢያዊ ፕሮግራም ኣፍሪካ እቲ ትካል ሪቻርድ ሚሂይጎ ከምዝገለፁዎ፥ ብቐዳምነት ሰብ ሞያታት ሕክምናን ተቓላዕቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንምስፍሕፋሕ ሕማም ዓሶ ዝምቹ ኩነታት ኣየር ስለዘሎ እቲ ሕማም ኣብ ዝረኣየለን ከባቢታት ዝነብር ሕብረተሰብ ጥንቃቐ ክገብር ይግባእ – ሚኒስቴር ጥዕና Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ንስፍሕፋሕ ሕማም ዓሶ ዝምቹ ኩነታት ኣየር ስለዘሎ እቲ ሕማም ኣብ ዝረኣየለን ከባቢታት ዝነብር ሕብረተሰብ ጥንቃቐ ክገብር ከምዝግባእ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣተሓሳሲቡ። መተሓባበሪ ብሄራዊ ፕሮግራም ሕማም ዓሶ እቲ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ክሲ ንምምስራት 15 መዓልቲ ሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣብ ልዕሊ እኒ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ክሲ ንምምስራት 15 መዓልቲ ይወሃበኒ ክብል ሓቲቱ። ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ካብ ውሽጢ ዘቕረቦም 15 መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ናይ 10 መሰኻኽር ምስ ኣስመዐ የኣኽለኒ ብምባል፤…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ ዋሕስ ኣይቶ ልደቱ ኣያሌው ተነፂጉ Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕቶ ዋሕስ ኣይቶ ልደቱ ኣያሌው ተነፂጉ። ቤት ፍርዲ ዞባ ምብራቕ ሽዋ ወረዳ ከተማ ቢሾፍቱ፥ ዓቃቢ ሕጊ ክሲ ንምምሳራት 15 መዓልቲታት ሓቲቱ ፈቒዱሉ። ክሲ ክሳብ ዝምስረት ድማ ኣብ ፖሊስ ጣቢያ ንኽፀንሑ ኣዚዙ። ብታሪኽ ኣዱኛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ክልላት ደቡብን ኣምሓራን እናካየዱዎ ዝጸንሑ ስልጠና ዛዚሞም Gebremariam Weldegerima Sep 4, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈታት ክልላት ደቡብን ኣምሓራን ንሓሙሽተ መዓልቲታት እናካየዱዎ ዝጸንሑ ስልጠና ሎሚ መዓልቲ ዛዚሞም። ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ክልል ኣምሓራ ቀዳማይ ስልጠና ኣመራርሓ ሎሚ መዓልቲ እንትዛዘም…