ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኬንያ ንኣልሸባብ ይምውሉ’ዮም ናይ ዝበለቶም 9 ዜጋታታ ንብረት ኣጊዳ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኬንያ ንኣልሸባብ ይምውሉ’ዮም ኢላ ናይ ዝኸሰሰቶም ትሽዓተ ሰባት ርእሰ ማሎም ከምዝኣገደት ተገሊፁ። ሚኒስቴር ሃገራዊ ፀጥታ ኬንያ፥ እቲ ስጉምቲ ኣካል ናይ'ቲ ኣንፃር ግብረራዕዲ ዝግበር ዘሎ ቃልሲ ምዃኑ ብምግላፅ ካብ ውሽጢ ኬንያ ክፍልፍል ዝኽእል …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ሓንቲ ሃገር ምስ ምጉልባት ማሕበራዊ ሓላፍነት ልዑል ምትእስሳር ኣለዎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምዕባለ ሓንቲ ሃገር ምስ ምጉልባት ማሕበራዊ ሓላፍነት ልዑል ምትእስሳር ከምዘለዎ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴራኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፆም ከምዝበልዎ፥ ማሕበራዊ ምትእስሳር ትሑት ዝኾነን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 14 ተጠርጠርቲ ትሽዓተ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣስሚዑ Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓቃቤ ሕጊ ኣይተ ጃዋር መሓመድ ሓዊሱ ኣብ ልዕሊ 14 ተጠርጠርቲ ትሽዓተ መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ኣስሚዑ። ዓቃቤ ሕጊ 15 መሰኻኽር ቅድመ ምርመራ ከምዘዳለወ ዝገለፀ እንትኸውን፥ ካብዚኦም እቶም ኣርባዕተ ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታትን ጊዘ ምስክርነት…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ 1 ሺሕን 105 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Sep 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 21 ሺሕን 360 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 1 ሺሕን 105 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ተፋሰስ ኣዋሽ ዝርከቡ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ኣጋጢሙ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ተፋሰስ ኣዋሽ ዝርከቡ ከባቢታት ሓደጋ ውሕጅ ከምዘጋጠመ ቤት ፅሕፈት ልምዓት ተፋሰስ ኣዋሽ ኣፍሊጡ። ኣብ ክልላት ዓፋርን ኦሮሚያን ኣብ ቀረባ እዋናት ብዘጋጠሙ ሓደጋ ውሕጅ ብዙሓት ዜጋታት ካብ መረበቶም ምፍንቓሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ደጀኔ ጣፋ፣ ኣይተ መስተዋርድ ተማምን በዓል ሞያ ኮምፒዩተር ኣይተ ጃዋር መሓመድን ክሲ ተመስሪቱ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ልዕሊ ነባር ኣመራርሓ ኦፌኮ ኣይተ ደጀኔ ጣፋ፣ ኣይተ መስተዋርድ ተማምን በዓል ሞያ ኮምፒዩተር ኢንጂነሪንግ ኣይተ ጃዋር መሓመድን ኣይተ ሚሻ ኣደምን ኣብ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ክሲ ተመስሪቱ። እቲ ክሲ ኣብ ክልተ ዝተኸፈለ ኮይኑ፥ ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቫይረስ ኮሮና ንዝተጎድኡ ተዋሳእቲ ዓውዲ ቱሪዝም ንምሕጋዝ ዓውደ ምርኢት ስእሊ ኦንላይን ክሳለጥ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኮቪድ-19 ዝተጎድኡ ተዋሳእቲ ዓውዲ ቱሪዝም ንምሕጋዝ ዝዓለመ ዓውደ ምርኢት ስእሊ ኦንላይን ተግባራዊ ከምዝገብር ማሕበር ሆቴልን ማርኬቲንግን ኢትጵያ ገሊፁ። ብምግባር ልዕሊ ብር 70 ሚሊየን ንምእካብ ከምዝተተለመ ተገሊፁ እቲ ማሕበር ብኢትዮጵያ…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ.ም ካብ ወፃኢ ንግዲ 400 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ንምርካብ ከምዝተለመ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። እቲ ኮርፖሬሽን ኣብቲ በዘት ዓመት ን45 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ንምፍጣር ከም ዝሰርሕ እውን…
ቴክኖሎጂ ፌስቡክን ትዊተርን ሩሲያ ኣብ መረፃን ካልኦት ጉዳያትን ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ዝተፈጠሩ ኢዮም ንዝበሉዎም ገፃት ዓፂዮም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፌስቡክን ትዊተርን ሩሲያ ኣብ መረፃን ካልኦት ጉዳያትን ትገብሮ ኢድ ኣእታውነት ዝተፈጠሩ ኢዮም ንዝበሉዎም ገፃት ከምዝዓፀዉ ኣፍሊጦም። እቲ ስጉምቲ ንመንግስቲ ሩሲያ ቅርቢ ዝኾነን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2016 ኣብ ኣሜሪካ ዝተሳለጠ መረፃ ኢዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተወሰኽቲ 74 ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ካብ ሊባኖስ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Sep 2, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 8ይ ዙር ካብ ሊባኖስ ናብ ኢትዮጲያ ንምምላስ እናጸፀበዩ ዝነበሩ 74 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ኣቲዮም። ናይ ትራንስፖርት ወፃኢኦም ባዕሎም ብምሽፋን ናብ ሃገሮም ንምምላስ ተመዝጊቦም እናተፀበዩ ዝነበሩ ዜጋታት ኢዮም ናብ ኢትዮጵያ ተመሊሶም…