መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓ ንቁጠባ እቲ ዞባ ንምሕዋይ ዝውዕል 859 ቢልየን ዶላር ኣፅዲቖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሓምለ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መራሕቲ ሕብረት ኣውሮፓ ብሰንኪ ቫይረስኮሮና ንዘጋጠመ ቁጠባዊ ቅልውላው ንምሕዋይ ዝውዕል 859 ቢልየን ዶላር ኣሜሪካ ኣፅዲቖም።
ብመሰረት እዚ ነተን 27 ሃገራት ዝጥርንፍ መድረኽ ዝርርብ ዝመርሑ ዝነበሩ ቻርለስ ሚኪል፥ እቲ ባጀት ንኣውሮፓ ወሳኒ ኢዩ…