ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብፕሬዚዳንት ፑቲን ዝቐረበ መመሓየሺ ሕገ-መንግስቲ ብፓርላማ ሩሲያ ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርላማ ሩሲያ ብፕሬዚዳንት ብላድሚር ፑቲን ዝቐረበ መመሓየሺ ሕገ-መንግስቲ ብኣብዛሓ ድምፂ ኣፅዲቑ። እቲ መመሓየሺ ሕገ-መንግስቲ ዕድመ ስልጣን ፕሬዚዳንት ፑቲን ንምንዋሕ ዝሕግዝ ኢዩ ተባሂሉ። ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሩሲያ፥ 77 ነጥቢ 1 ብዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ትካላት ንግዲን ቤት ዕዮታት ውልቀን መንግስቲን ናብ ንቡር ኩነታተን ተመሊሰን Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ዓበይቲን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ይኹና ቤት ዕዮታት ውልቀን መንግስቲን ሎሚ መዓልቲ ናብ ንቡር ኩነታተን ተመሊሰን። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ብዝገበሮ ዳህሳስ ትካላት ይኹኑ ምንቅስቓስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማይ ተበኪሉ እናተብሃለ ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ማይ ተበኪሉ እናተብሃለ ዝናፈስ ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ሓሙሽተ ማእኸላት መፃረዪ ማይ ብዝገበሮ ምርመራ ላቦራቶሪ ኩሎም ማእኸላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ስዒቡ ምስ ዝተልዓሉ ጎንፂታት ተተሓሒዞም ዝተፈፀሙ ገበናት ዘፃሪ መርማሪ ጉጅለ ምርመራ ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 3, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንቅንፀላ ኣርቲስት ሃጫሉ ሁንዴሳ ስዒቡ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተልዓሉ ጎንፂታት ተተሓሒዞም ዝተፈፀሙ ገበናት ዘፃሪ መርማሪ ጉጅለ ካብ ሎሚ መዓልቲ ምርመራ ከምዝጅምር ተገሊፁ። ኣብ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ዳይሬክተር ዝተወደቡን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ መበገሲ ሰነድ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣተሓባባሪነት ኮሚሽን ፕላንን ልምዓትን ፌዴሪኢ እናተዳለወ ዝርከብ ሰነድ መሪሕ ትልሚ ልምዓት 10 ዓመት ዘድሃበ ህዝባዊ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መሪሕ ትልሚ ኣድሂቡ ዝሳጥ ዘሎ መድረኽ ህዝባዊ ዘተ፥ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ን11 መዓልቲታት ዝሃየድ ምዃኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልተ ሴናተራት ኣሜሪካ ሃገሮም ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘይሻራዊ ቅዋም ንኽትሕዝ ብደብዳበ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ክልተ ሴናተራት ኣሜሪካ ሃገሮም ኣብ ጉዳይ ግድብ ህዳሰ ዘይሻራዊ ቅዋም ንኽትሕዝ ብደብዳበ ሓቲቶም። ሴናተር ኮሪ ቡከርን ሴናተር ክርስቶፎር ኩንስን ንሓላፊ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ ስቴቨን መኑሸን ኣብ ዝፃፉዎ ደብዳበ፥ ኣሜሪካ ብዛዕባ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…
ኮሮናቫይረስ ኣብ ዓለም ብቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም ካብ ፍርቂ ሚሊየን ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Jun 29, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ መላእ ዓለም ብተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና ህይወቶም ዝሓለፉ ሰባት ቁፅሮም 504 ሺሕን 490 በፂሑ። ንፈለማ እዋን ኣብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ቻይና ግዝኣት ሁቤይ ከተማ ዉሃን ዝተርኣየ ተላባዲ ሕማም ቫይረስ ኮሮና፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ገበን ቅንፀላ ጀነራል ሰዓረን ሜ/ጀነራል ገዛኢን 22 ሰነ 2012 ዓ.ም ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ከይዲ ምስማዕ ምስክርነት ገበን ቅንፀላ ጀነራል ሰዓረን ሜጀር ጀነራል ገዛኢን 22 ሰነ 2012 ዓ.ም ከምዝጅመር ኣፍሊጡ። ቀዳማይ ችሎት ገበን ፀረ ግብረራዕዲ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ከምዝበሎ፥ ኣብ ልዕሊ ብቕትለት…
ቢዝነስ በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ 12 ሕቶ ድልየታት ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ኮሙዩኒኬሽን ኢትዮጵያ ካብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ቴሌኮም 12 ሕቶ ድልየታት ክልተ ፍቓዳት ቴሌኮሙዩኒኬሽን ከምዝተቐበለ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ ምስቶም ፍቓዳት ብዝተተሓሓዘ መግለፅታት ድልየት ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዕላዊ ከምዝገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jun 27, 2020 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጀሞ 2 ክሳብ ጀኔራል ዊንጌት ዝህነፅ መገዲ ኣብቶብስ ሎሚ መዓልቲ ተጀሚሩ። እቲ ህንፀት መገዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ኢንጂነር ታከለ ኡማን ኣጀሚረምዎ። እቲ መገዲ 20 ኪሎሜትሮ ዘለዎ…