ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኩሎም ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ ሓይሊ ተግባራዊ ስርሑ ዝጀመረ እንትኸወን፥ ካብ 7 መጋቢት 2012…